Thursday, 8 April 2021
Sunday, 17 January 2021
አርቲፍሻል እንተልጅንስ
አርቲፍሻል እንተልጅንስ አብ ዓለም እንዳ ዛየደን ከምኡ ወን ምባሌ አንዳወሰከ ዝከይድ ዘሎ ምስ ሕብረተ ሰብ ወን አንዳተሃወሰ ዘመፀ ዘሎ ኩነት እዩ።
ዖላማ ናይ አርቲፍሻል እንተልጅንስ; ናይ ወድ ሰብ ጠባይን ባህርያት ተማህሪካ ከም ሰብ ኮይንካ ምስራህ እዩ።
3 አይነት ናይ ሞዖባለ ናይ ቴክኖሎግይ አለዉ; ነሶም ደማ አርቲፍሻል እንተልጅንስ፣ ማሽን ለርኒንግ ፣ ዲፕ ለርኒንግ
1አርቲፍሻል እንተልጅንስ
ናይ ወድ ሰብ ጠባይን ባህርያት ተማህሪካ ከም ሰብ ኮይንካ ምስራህ እዩ
2 ማሽን ለርኒንግ
ሓደ ክፍሊ ናይ A.I ኮይኑ ብዝያዳ ዳታ ተቀቢልካ ወሳኔ ምውሳድ
3 ዲፕ ለርኒንግ
ሓደ ከፋል ናይ ማሽን ለርኒንግ ኮይኑ ከም አብ ሓንጎልና ዘለዉ ኑሮንስ ብምምሳል ዝከበዱ ሰራሃት ምፍታህ እዩ
ሰለዚ ማሽን ለርኒንግ ምስ ዲፕ ለርኒንግ ኮይኑ ን AI በ ኣልጎርዝም ዝሓሽ ውጽኢት ክህብ ይኽእል።
አርቲፍሻል እንተልጅንስ ካብዞም ዘተከስናዮም ተውሳኺ ብ ኦብጀክት ድተክሽን፣ natural language processing expert system ከምኡ ወን robotics ወዘተ ይሰርሑ።
አርቲፍሻል እንተልጅን ኣብ 3 ክክፈሉ ይክሉ
1 አርቲፍሻል ናሮው እንተልጅንስ {ትሑት ፍልጠት }
2 አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ
3 አርቲፍሻል ሱፐር እንተልጅንስ
1፣እት ቀዳማይ ዓይነት አርቲፍሻል ናሮው እንተልጅንስ፣ ኣብ መዓልታዊ ነተቀመሎት ተችኖልጎይ ዝረከቡ እዮም። እዞም ዓይነት ነ ነኣሽቱ ሰራሓት ከም ኣብ ሞባይልና ዘረከቡ voice recognition Siri ወይ Alexa፣ face recognition በ ካመራ ፓስሶውርድ መክፋት፣ ኣብ Tesla ምክና self driving ወይ ኣውቶፕይለት፣ ሶፍያ አታ ሮቦት ከምኡ ደማ google map እዮም።
2፣ አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ ዝበሃል አት ካልኣይ ደረጃ ኮይኑቭሕ ፣ዓይንት machine ወይ ከኣ ሮቦት ከም ሰብ ሰራሕ ከሰርሑ ክእለት ዘለወኦ ግና እኮ አንተ ክእልት ኣልወኦም፣ ከም ሰብ ከሓስቡ ወይ ደማ ሰነ ለቦና የበሎሙን።
ሳይንቲስ ስቲቨን ሆውክን ብዛዖባ አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ ከምዚ ኢሉ ገልትሰዎ '
" አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ ርእሱ ክኢሉ፣ ቃል ዲዛግን ቀይሩ ዘበለጸደ
ዓይነትይ ክኸወን ይክልዩ። ወዲ ሰብ ድማ ምስቲ ድሑር ባዮሎጂል ፍጥረት ምስኦም ክወዳደሩ ኣይከሎን እዮም"
3፣ አርቲፍሻል ሱፐር እንተልጅንስ፣ እዚ ሳልሳይ ከፋል ድማ ተችኖሎግይ ኣብ ዝበለጸ ደረጃ ምስ ዘበጽሕ እዩ። እዝ ዓይነት ኣብ Science Fiction ፊልም ነርዮም ሮቦት እዩ። nay technology ፈላታት ገን አርቲፍሻል ሱፐር እንተልጅንስ በ 2040 ምህርት ክኸወን ይኽእል ዩ ይብሉ።
እሞ ኣብዚ ግዜ እዚ እንታይ ኦይነት አርቲፍሻል እንተልጅንስ ኣለዉ አት መብዛሕትኡ ሰብ ዘጥቀመኡ Google እዩ።
ኣብ Google search ከትገብር ከለኻ google ኩሉ ሰለ track ዝገብረካ ኣብ google ዝሓተትካዮ ወይ ኣብ Siri ኣብ Alexa ዘሓተትካዮ ኣብ ወገናት Facebook ንዓካ ዝምልከቱ አድቨርት ይረኣዩካ፣ እ ደማ ካብ በ Algorith ናይቲ ሶሻዓል platform የመጹ።
- J P Morgan ዝበሃሉ ናይ ፋይናንስ ካምፓኒ Contract Intelligence platform ን ዶክዩመንት ብቅ ልጥፍ ደቓይቕ ኣንቢባ ውጽኢት ትህብ፣ አዚ ሰራሕ ብሰብ አንተ ኮይኑ 36፣000 ሳዓት ከምዝወስድ ይፍለጥ።
- ኣብ 2016 IBM Watson ኣብ ሕክምና በዙሕ ዓይነት ምለክታት ሕማም ብምልላይ እቲ ዘሓሽ ወሳኔ diagnosis ትህብ። ልዖሊ 230 ኣብያት ጥዖና ነዚ ሲስተም ይጥቀሙ ኣለዉ።
- Google AI Eye Doctor፣ እዚ ቴክኖሎጂ ስእሊ ናይ ዓይን ብምውሳድ ኣብ ናይ ሸኮርያ ዘለዎም ሰባት ናይ ዓ ይኒ ሞዖዋር ዘምጽእ ምልክታት ክረክብ ይኽእል።
- ኣብ መራኸቢ ሕቡራን Facebook AI ከም ማሽን ለርኒንግ ምስ ዲፕ ለርኒንግ
ብምጥቃም ናይ ሰባት ስእሊ ብምልላይ ነ መሓዙትካ Tag ክገብር ከምዝከእል - Twitter በ AI ኣልጎርዝም ምጥቃም ናይ ግብረ ሽበራ ትንታኔታት ልዖሊ 300000 ከምዝ ዘሓዙ ይፍለጥ
- Google ሰርች ምስ እትገብር፣ ሓሳባት ኣብቲ ሰርች ከም እትህበካ ፈሉት እዩ፣ እዚ ውን ካብ AI ዘተረኽቡ ዳታ ከም ዖድመ፣ ትንብረሉ ቦታ፣ ጾታ፣ ሰርች History ወዘተ።
- Siri አንድ Alexa ፣ =ከምኡ ወን ሓድሽ ናይ Google Duplex ከም ሰብ መስሉ ቆትሰራ መሓዛ ኣብ ተለፎነ ከምኡ ከምኡ ደማ ዘተፈላላየ ሓገዛት ይህብ።